ኣብዚ ድሕሪ ሓጺር እዋን ብዛዕባ ኩሎም ኣድለይቲ ፍቓዳትን መደብ ስራሕን ዝቅጽል ሓበሬታት ክትረኽቡ ኢኹም:: ድሕሪኡ ንምትግባር መደብራሕኹም ሓደ ሓደ ጥንቃቀ ከም ዘድልየኹም ምስትውዓል የድሊ::
ኣብዚ መቀጸልታ ሓበሬታታት ብዛዕባ ኣድለይቲ ውሕስነት/ኢንሹራንስ: ኣተሓሕዛ ሰራሕተኛታትን መትከላት ሸመታን ከነቅርበልኹም ኢና:: ኣብ መዛግብቲ ሕሳብ እንታይ ጥንቃቀ ከም ዘድልየኹምን እንታይ ዓይነት ግቡእ ናይ ቀረጽ ክፍሊትን ከም ዘሎ ትፈልጡ::
Dr. Ralf Sänger
IQ Fachstelle Migrantenökonomie
Mainz
E-Mail